Jstudio in Eritrea 2007: A Historic Event 🎉
Explore Jstudio's journey in Eritrea since 2007, highlighting key moments and contact info. Join us on social media!

Jstudio
233.3K views • Jul 25, 2019

About this video
#Eritrea #eritrean #jstudioyosief #Jstudio #yosiefgebrehiwet
contact us on !!
#facebook = https://www.facebook.com/yosiefgebrehiwot
#instagram = jossi_gh
#snapchat = jeritrea
ተኹሲ ምስ ተኸፍተ ሳምሶን ካብ ደብሪ ብሸነኽ ደቡብ ወጺኡ ድፋዕ ሓዘ። ካብ ፊቱ ንዝዘንቦ ዝነበረ ጠያይቲ መዕቆቢ ትኾኖ ድፋዕ ምስ ሓዘ ብሽጉጥ ግብረ መልሲ ክህብ ጀመረ። ምልውዋጥ ተኽሲ ድማ ቀጸሊ። ኣብ ሞንጎ ተኽሲ ወጽዩ ኢዱ ክህብ ዘጠቅቅ ድምጺ ይስማዕ ነበረ። ሳምሶም ግን ፍጹም ብምባል ይምልሰሎም ነይሩ። ክልተ ሰባት ካብ ናይ ኣቸቶ ድሕሪ ምውዳቁ ድማ እቶም ምስኡ ካብ መጀመርያ ኣብ ደብሪ ዝነበሩን ምስኡ ዝመጹን ብረቶም ለጊሞም ኣብ ጎኑ ኮይኖም ነብሶም ንምክልኻል ክዋግኡ ኣብ ዝሓበረሉ እዋን ክሊቲኦም ብካልእ ኣንፈት እንዳረኣዮም ሃደሙ። ሳምሶም በይኑ ንዝኸበብዎ ጸላእቱ ምውግኡ ቀጸለ።

Video Information
Views
233.3K
Likes
5.0K
Duration
35:59
Published
Jul 25, 2019
User Reviews
4.7
(46) Related Trending Topics
LIVE TRENDSRelated trending topics. Click any trend to explore more videos.