Jstudio 2013 Fort Towedi Part 1: Participation & Insights
Explore Jstudio's 2013 Fort Towedi event, participation details, and key highlights in Eritrea. 🌟

Jstudio
173.6K views • Jul 31, 2019

About this video
#Jstudio #Jstudio2 #Eritrea #Eritrean #forttowediAli #wediali #21ጥሪ
ብትእዛዝ ኣዛዚ ክ/ሰ ኮሎኔል ሳልሕ ዑስማን ኣብ ከባቢታት ዓዲ ኩቱ ክሳብ ኩዶወይባ ካብ ዝነበረት 3ይ ብርጌድ ብተስፋሂወትን ገሬን ዝበሃሉ ዝእዘዛ ክልተ ቦጦሎኒታትን፡ 7 ኣባላት ስለያ ብርጌድን ከምኡ ውን ብኣዛዚ 4ይ ብርጌድ ሌ/ኮ ዮሴፍ ገብረማርያም (ወዲ ቀሺ) ዝእዘዙ ገለ ኣባላት 1ይን 2ይን ቦጦሎኒ ምስ ሙሉእ ዕጥቆም ካብ ቃላይ በዓልቴት ዝተበገሳ ክልተ በጣሓት ክስቀሉ ተኣዚዞም፡፡
ኣብ ከባቢ ዓዲኳላ ካብ ዝነበረት ብኮሎኔል ኣስመላሽ ገረዝጊሄርን ሓለቓ ስታፍ ኮሎኔል ስዒድ ዓሊ ሕጃይ (ወዲ ዓሊን) ትአዘዝ ሜካናይዝድ ክ/ሰ 42 እውን ተመሳሳሊ ተርእዮ ኣጓነፈ፡፡ ወዲ ዓሊ ንምክትል ኣዛዚ ቦጦሎኒ ሃይሚካኤል ሓጎስ 5 T-55 ዝበሃላ ታንክታት ከዳሉ ኣዘዞ፡፡

Video Information
Views
173.6K
Likes
5.2K
Duration
27:58
Published
Jul 31, 2019
User Reviews
4.7
(34) Related Trending Topics
LIVE TRENDSRelated trending topics. Click any trend to explore more videos.
Trending Now