Jstudio ኣወል ስዒድ እንዴት እዩ? 🎶

ኣዲስ ሙዚቃ እና ስርዓት በመልእክት ይወጣሉ። ኣብ ምስል ዝነበረ እና ኣምሳል እንደምትምህር ይገልጻሉ።

Jstudio ኣወል ስዒድ እንዴት እዩ? 🎶
Jstudio
157.6K views • Mar 4, 2020
Jstudio ኣወል ስዒድ እንዴት እዩ? 🎶

About this video

#Jstudio #Eritrean #Eritrea #Asmara #awel #sied #Eritrean New2020. መገሻ ኣዲስ ኣበባ፡ ፍጮ-ስኒ ንምስዳድ ከም ዝነበረ ድማ ገሊጹ። እዚ ብገበታ ጓንጓ ቃላት ዝንእዶ ዘሎ ስርዓት፤ እቲ ‘ኳ ብድኽነት ደገ ንዝሓደሩ ቈልዑ “ማሕበራዊ-ፍጮ” እናበለ ካብ ጐደናታት ገፊፉ፡ ኣብዘይ ዕድሚኦም ንሳዋን ንዊዓን ዘውርድ ስርዓት፡ ንሓንቲ ፍጮ ኣወል ትነቅል ተራ ክልኒክ ዘይሃነጸ ክንሱ ድዩ ድኣ ክንድ’ዚ ዝንእዶ ዘሎ፧! እሞ ድማ ኣወል “ድጂታል ወያኔ!” እናበለ፤ ኣብዚ ሳልስቲ ኣብ ዘውጽኦ ካልእ “ሰንሰለት ሓድነት” ዝብል ምስሉይ ግጥሚ እውን “ጌም ኦቨር” ዝብል ዘሎስ፡ እቲ “ፍጮ ስኑ” ዘመዓራርየሉ ዘሎ፡ ኣብ ዓዱ ዘይረኸቦ ዶክቶር-ሲ፡ በቲ ወያኔ ዝሰርዖ ፖሊሲ ትምህርቲ ዝሃቦ ዕድል ዝተማህረ ምዃኑ ኣይስቈሮን ዶዀን ይህሉ፧!

Video Information

Views

157.6K

Likes

6.6K

Duration

23:21

Published

Mar 4, 2020

User Reviews

4.7
(31)
Rate:

Related Trending Topics

LIVE TRENDS

Related trending topics. Click any trend to explore more videos.