Jstudio Revives Creativity & Community Engagement ✨
Jstudio inspires renewed creativity and unity in Eritrea, fostering peace and collaboration among artists and communities.

Jstudio
130.3K views • Aug 20, 2019

About this video
#Jstudio #Eritrea #Eritrean #Gezabanda #Feiselmohamed #yosiefghebrehiwet #Yoisef #NewEritrean ኢማየ !!!!! ጨኪንኪ ንዓይ ሙዃን ስኢንኪ ኢማ በጃኺ‘ባ ኣድሕኒኒ” ዋላ ሓንሳብ ሰላም በልኒ በጃኺ”
ጨደረ። ንሰን’ውን እርጋን ዘግድዖ ድኹም ድምጸን ኣሰንየን “ወደየ ወደየ ዓይነየ ዓይነየ ኣቱም ህዝቢ ሓጉዙኒ እንዶ ዘኽታም እዩ በጃኹም” ክብላ ጀመራ። ግን ኩሉ ዘኽቲሙ ግዲ ነይሩ ዝኽትምንኡ ዝርዳኣሉ ኣይረኸባን።
ጉፉፋት ዝሓዘት በጣሕ ድማ ተበገሰት። ወላዲቱ ኣይቀሰናን ዉሉደን ጸይራ ትርሕቅ ዘላ በጣሕ ንብዓተይ ውሕጅ ኮይኑ ደው የብልኪ ዝብል መርገም ኣሰንየን ክሳብ ከረን ትወርድ ንብዓተን እንዳ ኣርገፋ ንእሽቶ መኪና ናይ ገዛ ዘዊረን ሰዓብኦ።

Video Information
Views
130.3K
Likes
4.5K
Duration
37:22
Published
Aug 20, 2019
User Reviews
4.7
(26) Related Trending Topics
LIVE TRENDSRelated trending topics. Click any trend to explore more videos.
Trending Now