#Jstudio ኣወል ስዒድ መን እዩ? ለኣኽቱ'ኸ መን እዮም?
#Jstudio #Eritrean #Eritrea #Asmara #awel #sied #Eritrean New2020. መገሻ ኣዲስ ኣበባ፡ ፍጮ-ስኒ ንምስዳድ ከም ዝነበረ ድማ ገሊጹ። እዚ ብገበታ ጓንጓ ቃላት ዝንእዶ ዘሎ ስርዓት፤ እቲ ‘ኳ ብድኽነት ደገ ንዝሓደ...
🔥 Related Trending Topics
LIVE TRENDSThis video may be related to current global trending topics. Click any trend to explore more videos about what's hot right now!
THIS VIDEO IS TRENDING!
This video is currently trending in Saudi Arabia under the topic 'new zealand national cricket team vs west indies cricket team match scorecard'.
About this video
#Jstudio #Eritrean #Eritrea #Asmara #awel #sied #Eritrean New2020. መገሻ ኣዲስ ኣበባ፡ ፍጮ-ስኒ ንምስዳድ ከም ዝነበረ ድማ ገሊጹ። እዚ ብገበታ ጓንጓ ቃላት ዝንእዶ ዘሎ ስርዓት፤ እቲ ‘ኳ ብድኽነት ደገ ንዝሓደሩ ቈልዑ “ማሕበራዊ-ፍጮ” እናበለ ካብ ጐደናታት ገፊፉ፡ ኣብዘይ ዕድሚኦም ንሳዋን ንዊዓን ዘውርድ ስርዓት፡ ንሓንቲ ፍጮ ኣወል ትነቅል ተራ ክልኒክ ዘይሃነጸ ክንሱ ድዩ ድኣ ክንድ’ዚ ዝንእዶ ዘሎ፧! እሞ ድማ ኣወል “ድጂታል ወያኔ!” እናበለ፤ ኣብዚ ሳልስቲ ኣብ ዘውጽኦ ካልእ “ሰንሰለት ሓድነት” ዝብል ምስሉይ ግጥሚ እውን “ጌም ኦቨር” ዝብል ዘሎስ፡ እቲ “ፍጮ ስኑ” ዘመዓራርየሉ ዘሎ፡ ኣብ ዓዱ ዘይረኸቦ ዶክቶር-ሲ፡ በቲ ወያኔ ዝሰርዖ ፖሊሲ ትምህርቲ ዝሃቦ ዕድል ዝተማህረ ምዃኑ ኣይስቈሮን ዶዀን ይህሉ፧!
Video Information
Views
157.6K
Total views since publication
Likes
6.6K
User likes and reactions
Duration
23:21
Video length
Published
Mar 4, 2020
Release date
Quality
hd
Video definition