#Jstudio ስርሒት ፎርቶ 2013፡ ተሳተፍቱን፡ ውዳቤኡን መወዳእትኡን ከመይ ነይሩ? part 1

#Jstudio #Jstudio2 #Eritrea #Eritrean #forttowediAli #wediali #21ጥሪ ብትእዛዝ ኣዛዚ ክ/ሰ ኮሎኔል ሳልሕ ዑስማን ኣብ ከባቢታት ዓዲ ኩቱ ክሳብ ኩዶወይባ ካብ ዝነበረት 3ይ ብርጌድ ብተስፋሂወትን ገሬን ዝበሃ...

Jstudio173.6K views27:58

🔥 Related Trending Topics

LIVE TRENDS

This video may be related to current global trending topics. Click any trend to explore more videos about what's hot right now!

THIS VIDEO IS TRENDING!

This video is currently trending in Thailand under the topic 'สภาพอากาศ'.

About this video

#Jstudio #Jstudio2 #Eritrea #Eritrean #forttowediAli #wediali #21ጥሪ ብትእዛዝ ኣዛዚ ክ/ሰ ኮሎኔል ሳልሕ ዑስማን ኣብ ከባቢታት ዓዲ ኩቱ ክሳብ ኩዶወይባ ካብ ዝነበረት 3ይ ብርጌድ ብተስፋሂወትን ገሬን ዝበሃሉ ዝእዘዛ ክልተ ቦጦሎኒታትን፡ 7 ኣባላት ስለያ ብርጌድን ከምኡ ውን ብኣዛዚ 4ይ ብርጌድ ሌ/ኮ ዮሴፍ ገብረማርያም (ወዲ ቀሺ) ዝእዘዙ ገለ ኣባላት 1ይን 2ይን ቦጦሎኒ ምስ ሙሉእ ዕጥቆም ካብ ቃላይ በዓልቴት ዝተበገሳ ክልተ በጣሓት ክስቀሉ ተኣዚዞም፡፡ ኣብ ከባቢ ዓዲኳላ ካብ ዝነበረት ብኮሎኔል ኣስመላሽ ገረዝጊሄርን ሓለቓ ስታፍ ኮሎኔል ስዒድ ዓሊ ሕጃይ (ወዲ ዓሊን) ትአዘዝ ሜካናይዝድ ክ/ሰ 42 እውን ተመሳሳሊ ተርእዮ ኣጓነፈ፡፡ ወዲ ዓሊ ንምክትል ኣዛዚ ቦጦሎኒ ሃይሚካኤል ሓጎስ 5 T-55 ዝበሃላ ታንክታት ከዳሉ ኣዘዞ፡፡

Video Information

Views
173.6K

Total views since publication

Likes
5.2K

User likes and reactions

Duration
27:58

Video length

Published
Jul 31, 2019

Release date

Quality
hd

Video definition

About the Channel