# Jstudio ተዋሳኢት ዊንታ ገብረዝግኣብሄር፡ ንመንእሰያት ተሕቅቕን ተእስርን ዘላ ማሓዮ ፊሊጶስ!!
#Jstudio #Eritrean #Eritrea #Asmara #wintagerezgihier #mereb#milenu #Erena #miriambitiweded ዊንታ ዝደለየቶ ሰብ ኣብ ዝደለዮቶ ሰዓት ናብ ጉድጓድ ክወርድ ትፈርድ ኣብ ርእሲ ምዃና ብፍላይ ብዕድመ ...
🔥 Related Trending Topics
LIVE TRENDSThis video may be related to current global trending topics. Click any trend to explore more videos about what's hot right now!
THIS VIDEO IS TRENDING!
This video is currently trending in Turkey under the topic 'bursa deprem'.
About this video
#Jstudio #Eritrean #Eritrea #Asmara #wintagerezgihier #mereb#milenu #Erena #miriambitiweded ዊንታ ዝደለየቶ ሰብ ኣብ ዝደለዮቶ ሰዓት ናብ ጉድጓድ ክወርድ ትፈርድ ኣብ ርእሲ ምዃና ብፍላይ ብዕድመ ኣዝዮም ዝነኣሱን ሙሉኩዓትን ዝበለቶም ቆልዑት ዝባሃገቶ ድልየታት እንተዘይኣማሊኦሙላ ዝጸብዮም ዕጫ ናይቶም ኣቀዲሞም ዕጫ ስቃይን መከራን ዝበጽሖም ዕጫ ምዃኑ መንእሰያት ኣስመራ ኣጸቢቆም ይፈልጡ እዮም። ስለዚ ኣብ ኣስመራ ሙልክዕ ኮንካ ምፍጣር ወይ ብጉብዝና ኣብ ዓይኒ ዊንታ ምሕዳር ፍርዱ ባርያ ዊንታ ምዃን ወይ መልክዕካን ጉብዝናኻን ናብ ዝደውን ጉድጓድ ምእታው ምዃኑ ንኩሉ ብሩህ እዩ።
Video Information
Views
477.3K
Total views since publication
Likes
15.0K
User likes and reactions
Duration
27:07
Video length
Published
Oct 21, 2019
Release date
Quality
hd
Video definition