Temelesi - Kiros Asfaha (OFFICIAL AUDIO) Eritrean music 2020

Fb Official Page : https://cutt.ly/TtD46Q2 OFFICIAL Albums : Meat Were : https://cutt.ly/Hd7a5vr Aleku : https://cutt.ly/4d7aVWb Nabra : https://cutt....

Kiros Asfaha2.1M views7:22

About this video

Fb Official Page : https://cutt.ly/TtD46Q2 OFFICIAL Albums : Meat Were : https://cutt.ly/Hd7a5vr Aleku : https://cutt.ly/4d7aVWb Nabra : https://cutt.ly/5d7aHVS Menbar Aydgemnyu : https://cutt.ly/Yd7aI0m An unauthorised use, distribution, re-upload or transmitted in any form or use without the prior written permission of the publisher is strictly prohibited. All rights reserved ® HABESHA PLUS https://youtube.com/HabeshaPlus #kirosasfaha #kirosasfahameatwere #eritreanmusic #neweritreanmusic Lyrics ግዳያት ከዕልሉ ናፊቕና እናበሉ ደራፎ ኽደርፉ ጻሓፎ ክጽሕፉ ሰሚዐን ነቢበን ግና ኸበይ’ለዮ ምስ ተፈለኺ’ንዶ ሎሚ ፈሊጠዮ ግዳይ ኮይነ ባዕለይ ደቒቕ ዘይፍለዮ ናፍቖት ናፍቖት ብኣካል ተላሌዮ ኣቲ ተፈታዊት ኣቲ ብርሃን ዓይነይ ኣካለይ ወገነይ ኣቲ ምቅርቲ ፍጥረት መሶንቆ ዳዊት ዜማ ዳሃያ ፍቕሪ ክተናድዪ’ስ ሂወትኪ ሂወት ዘይ ትቖጽርያ ኮን ደኾን ብናጽላኺ ቅንዕና ምስ ጸባ ጠቢኽያ እምንቲ ታኣማኒት ከምታ ርግቢት ኖህ ዝላኣኻ ፍቕሪ ከም ዝእዝዞስ ናትኪ ዘበለ’ስ እንካ ንዓኻ ሓልዮትኪ ናፊቐዮ ኣቲ መዕረፊተይ ለሰ ዋላኻ እሞ ኻኣ ሓላለይ ዙርያኺ ኸሎ ገበታ ሃብቲ ኣብ ደምበኺ እና ወዓሉ ፈትዮምኺ ኣለና ባሃልቲ ኣብ ልበይ ብምርዓምክስ እምበር ኣፍቃሪት ኣቲ ጽብቕቲ ሓላለይ ምስ ባህልን ልምድን ሓላለይ ኣብ ሃገርን ዓድን ሓላለይ ኣብ ንፈልጦ ስፍራ ሓላለይ ምስ ቤተሰብ ምስ ስድራ ሓላለይ ምስ ቁራስ እንጀራ ሓላለይ ይሕሸና ኣስመራ ሓላለይ ምስ ቁራስ እንጀራ ሓላለይ ይሕሸና ኣስመራ ግዳያት ከዕልሉ ናፊቕና እናበሉ ደራፎ ክደርፉ ጻሓፎ ክጽሕፉ ሰሚዐን ነቢበን ግና’ኸ ኣበይ’ለዮ ምስ ተፈለኺ’ንዶ ሎሚ ፈሊጠዮ ግዳይ ኮይነ ባዕለይ ደቒቕ ዘይ ፍለዮ ናፍቖት ናፍቖት ባኣካል ተላሌዮ ኣቲ ተፈታዊት ኣቲ ብርሃን ዓይነይ ኣካለይ ወገነይ ይሕለብ ኣሎ ዓይነይ ሂወት ትማሊ እና ዘከረ ከማዕድወኪ ይፍትን ባሕረ ውቅያኖስ እናሟተረ ሓይሉ ናፍቖትኪ ጨው ፈርዩ ነብሰይ እናሓደረ ይርእዮ’ሞ ስእልኺ ንቕጽ ይብል ፈጺመ ዘይጸግቦ የእዳውኪ ዝወቀጦ ደብዳቤኺ እናሻዕ ይነቦ ገለ ይቕስቅሰለይ ስዉር ሕማም ናፍቖት ዘስዓቦ መዕለቢ ከይረኸበ ከየፍለጠ እዋናዊ ጉዳይ ከመየደይ ክገብር ከመይ ክመጻኪ’ቲ ዝያዳይ ፈልዩ ከይፈልየና ግን ነጊረዮ’ለኹ ንኤልሻዳይ ሓላለይ ምስ ባህልን ልምድን ሓላለይ ኣብ ሃገርን ዓድን ሓላላይ ኣብ ንፈልጦ ስፍራ ሓላለይ ምስ ቤተሰብ ምስ ስድራ ሓላለይ ምስቁራስ እንጀራ ሓላለይ ይሕሸና ኣስመራ ሓላይ ምስቁራስእንጀራ ሓላለይ ይሕሸና ኣስመራ ተመለሲ ኣይክእሎን’የ ኣይክእሎን’የ ከምዚ’ለ ንብሕተይ ተመለሲ ኣዊድክዮ እንዲኺ ኣዊድክዮ ኩሉ ሓሳባተይ ተመለሲ ከም ቀደምና ከም ቀደምና ይሕሸና ብሓደ ተመለሲ ብናፍቖት ብናፍቖት ልበይ ከይነደደ ተመለሲ ሓላል ተመለሲ ተመለሲ ኣብ ልበይ ንገሲ ተመለሲ ሓላል ተመለሲ ተመለሲ ክትኮንኒ ፈውሲ ተመለሲ ኣይክእሎን’የ ኣይክእሎን’የ ከምዚ’ለ ንብሕተይ ተመለሲ ኣዊድክዮ እንዲኺ ኣዊድክዮ ኩሉ ሓሳባተይ ተመለሲ ከም ቀደምና ከም ቀደምና ይሕሸና ብሓደ ተመለሲ ብናፍቖት ብናፍቖት ልበይ ከይነደደ ተመለሲ ሓላል ተመለሲ ተመለሲ ኣብ ልበይ ንገሲ ተመለሲ ሓላል ተመለሲ ተመለሲ ክትኮንኒ ፈውሲ
4.3

428 user reviews

Write a Review

0/1000 characters

User Reviews

0 reviews

Be the first to comment...

Video Information

Views
2.1M

Total views since publication

Likes
12.4K

User likes and reactions

Duration
7:22

Video length

Published
Aug 16, 2020

Release date

Quality
hd

Video definition

Related Trending Topics

LIVE TRENDS

This video may be related to current global trending topics. Click any trend to explore more videos about what's hot right now!

THIS VIDEO IS TRENDING!

This video is currently trending in Morocco under the topic 'météo demain'.

Share This Video

SOCIAL SHARE

Share this video with your friends and followers across all major social platforms including X (Twitter), Facebook, Youtube, Pinterest, VKontakte, and Odnoklassniki. Help spread the word about great content!