ኢዮብ ምስጢር ተወልደ እዮብ ኣቶ ኢዮብ ተማሪ ዝተለወ ታሪኽ 📖
ኣቶ ኢዮብ ብዙሕ ግዜ ኣካላቶም ተታሒዞም እና ብበትርን ኩርማጅን ዝብል መከራ ዝብል ታሪኽ ይወስዳል።

Jstudio
138.4K views • Nov 7, 2019

About this video
#Jstudio #Eritrea #Eritrean #teweldeeyob #Ala #new ኣቶ ኢዮብ`ውን ብዙሕ ግዜ ተታሒዞም ኣካላቶም ክሳብ ዝረማመስ ብበትርን ኩርማጅን
ወድካ ኣምጻኣዮ ዝብል መከራ በጺሕዎም ክሳቀዩ ተገይሩ እዩ። ትርሓስ ኢዮብ ሓደ ግዜ
ትብል፣ ኣቦይን ክልተ ተጋሩ ሰራሕተኛታት ጀርዲንን ናብ ሰፊሕ ጀርዲና ምስ ወፈሩ ወታሃደራት
ገዛና ፣መጽዮም ስለዝሳኣንዎም ናብ ጀርዲን ብምዃድ ክሕዝዎም ፈቲኖም እዮም።
ኣጋጥሚ ግን ኣቦይ ኩሉ ግዜ ብጉዳይ ተወልደ ሓወይ ስቃይን መከራን ይመጾን ነፍሲ ወከፍ
መዓልቲ ንስቃይን መከራን ዝዳሎ ብምንባሩ ካብ ማዕዶ ክመጹ ምስ ረኣዮም ካብቲ
ጀርዲን ሃዱሙ ተሰዊርዎም እዩ። ግን ንኣቦይ ክረኽብዎን ክሕዝዎን ዘይካኣሉ ሰራዊት
ኢትዮጵያ ነቶም ኣብቲ ግራት ዝጸንሕዎም ክልተ ሰራሕተኛታት ኣቦይ ኣበይ ከም ዝተሓብአ
ሓቲቶም መልሲ ምስ ከልኦዎም ቀቲሎም ኣብቲ ጀርዲን ደርብዮሞም ከይዶም ትብል፣
ተዘክሮታት ክትገልጽ ከላ።

Video Information
Views
138.4K
Likes
5.4K
Duration
28:47
Published
Nov 7, 2019
User Reviews
4.7
(27) Related Trending Topics
LIVE TRENDSRelated trending topics. Click any trend to explore more videos.