#Jstudio ህግደፍ ክዝርጋሕ ዘይደልዮ ምስጢር ተወልደ እዮብ ካብ ዓላ ክሳብ ሳሕል 2ይ ክፋል፡

#Jstudio #Eritrea #Eritrean #teweldeeyob #Ala #new ኣቶ ኢዮብ`ውን ብዙሕ ግዜ ተታሒዞም ኣካላቶም ክሳብ ዝረማመስ ብበትርን ኩርማጅን ወድካ ኣምጻኣዮ ዝብል መከራ በጺሕዎም ክሳቀዩ ተገይሩ እዩ። ትርሓስ ኢዮብ ሓደ ግዜ ትብ...

Jstudio194.1K views40:04

🔥 Related Trending Topics

LIVE TRENDS

This video may be related to current global trending topics. Click any trend to explore more videos about what's hot right now!

THIS VIDEO IS TRENDING!

This video is currently trending in Saudi Arabia under the topic 'new zealand national cricket team vs west indies cricket team match scorecard'.

About this video

#Jstudio #Eritrea #Eritrean #teweldeeyob #Ala #new ኣቶ ኢዮብ`ውን ብዙሕ ግዜ ተታሒዞም ኣካላቶም ክሳብ ዝረማመስ ብበትርን ኩርማጅን ወድካ ኣምጻኣዮ ዝብል መከራ በጺሕዎም ክሳቀዩ ተገይሩ እዩ። ትርሓስ ኢዮብ ሓደ ግዜ ትብል፣ ኣቦይን ክልተ ተጋሩ ሰራሕተኛታት ጀርዲንን ናብ ሰፊሕ ጀርዲና ምስ ወፈሩ ወታሃደራት ገዛና ፣መጽዮም ስለዝሳኣንዎም ናብ ጀርዲን ብምዃድ ክሕዝዎም ፈቲኖም እዮም። ኣጋጥሚ ግን ኣቦይ ኩሉ ግዜ ብጉዳይ ተወልደ ሓወይ ስቃይን መከራን ይመጾን ነፍሲ ወከፍ መዓልቲ ንስቃይን መከራን ዝዳሎ ብምንባሩ ካብ ማዕዶ ክመጹ ምስ ረኣዮም ካብቲ ጀርዲን ሃዱሙ ተሰዊርዎም እዩ። ግን ንኣቦይ ክረኽብዎን ክሕዝዎን ዘይካኣሉ ሰራዊት ኢትዮጵያ ነቶም ኣብቲ ግራት ዝጸንሕዎም ክልተ ሰራሕተኛታት ኣቦይ ኣበይ ከም ዝተሓብአ ሓቲቶም መልሲ ምስ ከልኦዎም ቀቲሎም ኣብቲ ጀርዲን ደርብዮሞም ከይዶም ትብል፣ ተዘክሮታት ክትገልጽ ከላ።

Video Information

Views
194.1K

Total views since publication

Likes
5.9K

User likes and reactions

Duration
40:04

Video length

Published
Nov 11, 2019

Release date

Quality
hd

Video definition

About the Channel